Eritrea: Beyond the ‘No Forced Returns’ of Migration Policy?

cropped-2121By Teweldeberhan Gebre

Introduction

Since the ‘no peace, no war’ situation has been set by the inept regime in Ethiopia and its sponsors in the State Department, Eritrea has faced significant exodus of its youth. Unfortunately, many have lost their life in the Sahara Desert and the Mediterranean Sea in a bid to cross into Europe for a better life, and many became victims of human traffickers in the Sinai Peninsula as well. Continue reading

Advertisements

ሕጋዊ ንግዲ እንተ ኣጊድካዮ ዘይሕጋዊ ንግዲ ከተፍቅድ ኣሎካ-ካልእ ዳኣ እንታይ?

Eggsብተወልደብርሃን ገብረ

ኢሪ-ቲቪ ኣዘውቲራ ትፍንዎ ዜና ኢዩ። ካብ ቤት-ጽሕፈት ብቊልን እንስሳን ዉጺኢታቶምን ንኡስ-ዞባ ተሰነይ ተወኪሳ ዝረኸበቶ ሓበሬታ እዚ ዝስዕብ ይርከቦ፡- Continue reading

ግብረ-ዋኒን ኣብ ዘይብሉ ቀረጽ ቴምብር ካብ ሰነዳት ክእከብ ይከኣል ዲዩ?

cropped-2121ብተወልደብርሃን ገብረ

መእተዊ

ሚኒስትሪ ፋይናንስ ብኣዋጅ ቁ. 180/2017 ዝፍለጥ “ኣዋጅ ኣከፋፍላ ቀረጽ ቴምብር” ኣብ ናይ መጋቢት 15 ሕታም ሓዳስ ኤርትራ ዘርጊሑ ኣሎ። መስከረም ዶት ነት ኩሉ ጊዜ ኣቓልቦና ንምስሓብ ኣፍርይ ኣቢሉ ስለ ዝዘርገሖ ምስጋና ይብጻሓዮ። ምኽንያቱ እንተ ኽንነቅፎ እንተ ክንእዶ መጀመርታ ከነንብቦን ክንርደኦን ስለ ዘሎና። Continue reading

መንዩ ዝዓበደ-ተስፋልደት’ዶ ካለኦት ሸያባት?

cropped-2121ብቀለታ ኪዳነ

ብዙሕ ክትፈልጥን ክትምሃርን ጽቡቕ እንድዩ ኣቐዲመ በቲ መስከረም ብዛዕባ ሃገርናን ህዝብናን መን እንታይ  ይብል እንታይ ይሓስብ ንጽሓፍትን ዝተፈላለየ ወሃብቲ ርእይቶታትን ብምርኻብ ዝገበሮ ዘሎ ዓቢ ኣበርክቶ ኤመስግኖ። Continue reading

መንዩ ሰብ መንዩ እንስሳ ርእይቶይ ኣብ ጽሑፍ ግርማይ የማነ

eritrea-solar-power-water-access-hlኣሕፈሮም ብእምነት

መንዩ ሰብ መንዩ እንስሳ ብዝብል ኣርእስቲ ግርማይ የማነ  ዝተባህለ ሰብ ንዝጽሓፎ ጽሑፍ መስከረም ከም ሓደ ዓቢ ቍምነገር ዘለዎ ኣርእስቲ ገሩ ኣብ ወብሳይቱ ለጢፉዎ ርእየ  ኣዝዩ ገሪሙኒ። መንዩ ሰብ መንዩ እንስሳ ክፈልጥን ክፈላልን ዘይክእል ሰብ እንተልዩ ከኣ  እዚ ዝኽተል ርእይቶይ ክሕግዞ ተስፋ እገብር። Continue reading

ባዕላውን ኣህጉራውን እገዳ ኤርትራ

cropped-2121ብተወልደብርሃን ገብረ

መእተዊ

ኤርትራን ህዝባን ብኽልተ ተጋራጨውቲ ሓይልታት ኣብ ትሕቲ ዘይፍትሓውን ዘይሞራላውን እገዳታት ይሳቐዩ ምህላዎም ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕ ሓርጎጽጎጽ ካብ 2005 ንድሓር ብመንግስቲ ኤርትራ ቁጠባዊ እገዳ ክጻዓኖ እንከሎ ካብ 2009 ንድሓር ድማ ብኣሜርካ/ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊኡ ወትሃደራዊ እገዳ ተነቢሩሉ ጸኒሑን ኣሎን። ምስ ምንዋሕ ጊዜ እዞም እገዳታት ፈጢሮሞ ዘሎዉ ቁጠባውን ስነ-ኣእምራውን ሃሲያ ብቃላት ክትገልጾም ኣዚዩ ከቢድ ኢዩ። ስለዚ ክልቲኦም እገዳታት ሕጋዊ ይኹን ሞራላዊ ባይታ ስለ ዘይብሎም ብዘይ ዋዓል ሕደር ክላዓሉ ኣሎዎም።   Continue reading

ሂወት ደቂ ሃገር ዘየገደሶ መራሒ፡ ገንዘብን ሃብትን ሃገርን ህዝብን ከገድሶ ኣይንጽበን

president-of-isaiasቅሉዕ መልእኽቲ ንኣቶ ተወልደብርሃን ገብረ

ብቀለታ ኪዳነ

ሃገር  ገንዘባ ጥራሕ ዘይኮነ ህዝባ  እውን ዝስደድ ተሰዲዱ ዝእሰር ትኣሲሩ  ተጸንቂቑ ብዘይካቶም  ነንሓድሕዶም እናትሓላልዉ ንዓኡ ክሕልዉዎ ባዕሉ ኣብ ሰራዊት ሒዙዎም  ዘሎ እቲ  ካልእ ኣብ ሃገር ተሪፉ ዘሎ ኣረጊትን ቆልዓ ሰበይትን ኣዝዩ ውሑድን ኢዩ። ንሱ ከኣ ዶባት ጥሒሱ ክሃድም ዓቕሚ ዘይብሉ ከምኡ’ውን ብሊብያን ስሃራን ገሩ ክስደድ  ንርእሱ ዝመዘናን  ክእለት ዘይብሉን  ጥራሕ ኢዩ። Continue reading